ምርጫ ንህንፀት ሃገርን ሰላም ንምፅናዕን ቀንዲ መድረኽ ብምዃኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ድልዋት ክኾኑ ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርጫ ንህንፀት ሃገርን ሰላም ንምፅናዕን ቀንዲ መድረኽ ብምዃኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ድልዋት ክኾኑ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሃመድ ኢድሪስ።
ሚኒስቴር ሰላም “ሰላማዊ መንቅስቓስ ፖለቲካ ንሰላማዊ ምርጫ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ሓበራዊ ቤት…