ናይ ምኽክር መድረኻት ስሕተት ንምእራምን ትኽክለኛ ውሳነታት ንምውሳንን ዕድል ይህቡ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ መድረኻት ዘተ ስሕተት ንምእራምን ትኽክለኛ ውሳነታት ንምውሳን ዕድል ዝህቡ ኢዮም ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…