ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ … Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ሉኣላዊነት ምግቢ ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኣሰሩ እናዕረፈ ይርከብ ኢሉ ዘፈር ልምዓት ሕርሻ ምክልኻል፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝወገኖም ተግባራት ልምዓት ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2018/19…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ… mizan mekonen Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተደራደርቲ ኣሜሪካን ኢራንን ን45 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ንምብፃሕ ይዛተያ ኣለዋ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጀዲ ቫንስ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራጋቺን ላዕለዋይ ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 39 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፋሉ ጉባኤ ዓቕሚ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)39 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፋሉ ጉባኤ ዓቕሚ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ (ARC-COP 16) ኣብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ጉባኤ ብኣሳናዳእነት ኢትዮጵያ ካብ 30 መጋቢት 30 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃረር ብለውጢ መንግስቲ ንዝመፅአ ዓወት ኣፍልጦ ዝህብ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ፡፡ ''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍፍ ኣብ ከተማታት ቦንጋ፣ ታርጫን ቴፒ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሰልፊ ድጋፍ ብለውጢ መንግስቲ ዝተረኸቡ ኩለመዳያዊ ለውጢታት ዓወት 24 መጋቢት ዝዝክር ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሃዩ ንዕውትነት ሃገራዊ ለውጢ ኣፍልጦ ዝህብ ድጋፍ ሰልፊ ተካይዱ mizan mekonen Apr 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ኤሊዳኣር ከተማ ሃዩ፣ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8 ዓመታት ኣመልኪቱ ንዝተረኸበ ዓወትን ውፅኢትን ኣፍልጦ ዝህብ ዓብዪ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ልምዓት መንግስቲ ብምስዓብ ውልቀ ሴክተራት ብልዑል ተለዓዓነት ይሰርሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Apr 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራቴጂ ልምዓት መንግስቲ ብምስዓብ ውልቀ ሴክተራት ብልዑል ቅልጣፈን ተለዓዓነትን ብሓባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ ውቁብን ፅቡቕን ተገይሩ ብ1…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ዝበፅሖ ኤፍ-15 ተዋጋኢ ፓይለት ብህይወት ረኺባቶ mizan mekonen Apr 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ኣሜሪካ ኤፍ-15 ነፋሪት ጄት ብኢራን ድሕሪ ምውቃዓ ጠፊኡ ዝነበረ ፓይለት ብህይወት ከምዝረኸበቶ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ እቲ ፓይለትንምትራፍ ኣብ ዝተገበረ ወፍሪ ብኣሜሪካ ታሪክ ድፍረትን ቆራፅነትን ዝተመልኦ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል ስዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ስዒራ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ሲቲ፤ ኣብ ሜዳኣ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንሊቨርፑል ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።…