ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት የድልዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት ክትእልሽ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ መበል 49 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝበልዎ፤ ክሌማዊ ለውጢ ምስ ካልኦት…