ኢትዮጵያውያን ብብዙሕ መልክዑ ዝተኣሳሰሩን ብሓባር ዝነበሩን ህዝብታት እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ህዝብታት ብብዙሕ መልክዑ ዝተኣሳሰሩ፣ ዝተዋለዱን ብሓባር ዝነበሩን ህዝብታት እዮም ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣምሓራ ሚዲያ ኮርፖሬሽን (ኣሚኮ) ኣብ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን…