ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተጀሚሩ ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ፤ ግዚያዊ ከይዲ እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስጢረ ስላሴ ታምራት ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊት ኢህኣፓ ምስጢረ ስላሴ ታምራት ድምፀን ሂበን። #ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ነእፓ ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን (ነእፓ) ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 4 ክልል መረፃ 24 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። #ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ካብ መጀመሪያ ክሳብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ… Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ሓፈሻዊ መረፃታት ብመራፅነት ዝተሳተፉ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ኣይተ እንድሪያስ ፉንጋ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምራፅ ተሰናዲኦም፡፡ ኣብ ዞባ ወላይታ ነባሪ ከተማ ሻንቶ ዝኾኑ ኣይተ እንድሪያስ ኣብ መረፃ ብንቕሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ፡፡ ኣብታ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከቡ 3 ክልላት መረፃ 296 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፣ ብሓፈሻ 312 ሺሕን 457 መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኩለን ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም፡፡ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብት ኣፍሪካ ዝኾኑ ነበር ፕሬዝዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 23፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ናውቲ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ጣቢያታት መረፃ ተዛዚሙ፡፡ እቲ መረፃ ሰላማፃ ዴሞክራሲያዊን ከይዱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ንሻውዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣድላዪ ምድላው ዝተዛዘመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያታት መረፃ ከተማ በሻሻ ምድላዋተን ዛዚመን Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ጎማ 2 ጣቢያ መረፃ ከተማ በሻሻ ምድላዋተን ዛዚመን ኢሉ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል መረፃ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ባሻዬ መስፍን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል መረፃ ከተማ በሻሻ ዝርከቡ ሓዊሱ ብሓፈሻ 87 ጣቢያታት መረፃ ይርከቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት መረፃ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከታማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ጣያታት መረፃ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ ተዛዚሙ። ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብዝተቐመጠ ግዘ ሰሌዳ መሰረት ፅባሕ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም መረፅቲ ድምፂ ክህቡ ኢዮም። ልዕሊ 54 ሚሊየን ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ኢና – ነበርቲ ከተማ ከሚሴ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብንቕሓት ንምስታፍ ድሉዋት ኢና ኢሎም ነበርቲ ከተማ ከሚሴ። እታ ዕለት ኣብ ጉዳይ ሃገርና ድምፂ እንህበሉ ብምዃኑ ብሃንቀውታ እናተፀበነያ ነይርና ዝበሉ ነበርቲ እታ ከተማ፥ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምፆም ይጥቕመና…