ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና – መናእሰይ ድሬዳዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ምምሕዳር ድሬዳዋ ካርድ ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና ኢሎም።
እቶም መናእሰይ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝወሰዱዎ ካርዲ ድምፆም ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን…