Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 4 ሺሕን 500 እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 4 ሺሕን 500 እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንምሃብ ምድላዋት ተዛዚሙ ኢሉ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ። ዋና ፈፃሚ እቲ ስራሕ ትካል ኮሚሽነር ኣሕመድ መሓመድ፤ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ልዕሊ 4 ሺሕን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝኽበሩ በዓላት ዝኸውን እኹል ፍርያት ብተመጣጣኒ ዋጋ ይቐርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንበዓላት ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም፣ መስቀልን ኢሬቻን ዝኸውን እኹል ጠለብ ፍርያት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንነበርቲ እታ ከተማ እናቐረበ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ኮሚሽነር ሽታዬ መሓመድ ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ፤ መፅናዕቲ ዕዳጋ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት ባዛር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም ባዛር ብዕሊ ኣጀሚሮም። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ዕድጊት እቲ ቢሮ ፀጋዬ ደበላ ከምዝገለፅዎ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንናህሪ ዋጋ ካብ ምክልኻልን ፍትሓዊነት ስርዓት ንግዲ ካብ…

ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንንግዲ ወፃኢ ፃዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመትን ትልሚ 2019 ዓ.ምን ዝምልከት…

4 ሺሕን 400 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናብ ስራሕ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2018 በጀት ዓመት 4 ሺሕን 400 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣትዮም ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም የካይድ ኣሎ።…

ብንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 36 ነጥቢ 08 ቢሊየን ብር ግብሪ ከፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2018 በጀት ዓመት 36 ነጥቢ 08 ቢሊየን ብር ግብሪ ከፊሉ፡፡ ንሃገር ዝኽፈል ግብሪ ንወለዶ ዝመሓላለፍ ሃፍቲ እዩ ዝበለ እቲ ባንኪ፤ ግብሪ ብተኣማንነት ምኽፋል ማለት ንልምዓት ሃገር ምድጋፍ ምዃኑ ገሊፁ። ባንኪ ንግዲ…

ብኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን270 ሽሕን 548 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ብኣፍረየቲ ኢንተርፕራይዛት ን270 ሽሕ 548 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጥረ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ህዝባዊ ርክብን ኮሙኒኬሽንን እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ፤ ዓቕሚ ኣፍረይቲ…

ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 118 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት እቶት 118 ነጥቢ 91 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 75 ነጥቢ 17 ቢልዮን ብር ንምርካብ ተሓሲቡ፤ ናይ ወፃኢ…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዘለዉ ዓበይቲ ኢኮኖሚታት ሓደ እዩ – ሲኤንኤን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረ ጣብያ ቴሌቪዥን ሲኤንኤን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብተን ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሓሙሽተ ቀዳሞት ሃገራት ብቕልጡፍ ዝዓቢ ኢኮኖሚታት ሓንቲ ምዃና ገሊፁ። ብወኪል ፀብፃብ ሲኤንኤን ኣብ ኬንያ ቪክቶሪያ ሩባደሪ ዝተዳለወ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 9 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 22፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 9 ነጥቢ 1 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ዋና ስራሕ ፈፃሚ ግሩፍ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፤ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018 ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣቶ መስፍን ኣብ…