Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባ ብሪክስ ቀንዲ ሻምፒዮን እያ – ዲፕሎማት ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም 8፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳያዊ ስትራቴጂካዊ ሽርክነት ኢትዮጵያን ቻይናን ብፅኑዕ ፖለቲካዊ ቆራፅነትን ኣመራርሓን መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ብዙሓት ማዕቐፋት ምትሕብባር ጭቡጣት ውፅኢታት እናመዝገበ ይርከብ ኢሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና።
ተጠባባቒ ዋና…
ተዛሪብካ ምትግባር፣ ቃል ኣቲኻ ምፍፃም!
ናይዚ ዓመት ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ታራ ለውጢ መቑፀሪ መዓልቲ ጥራይ ኣይኮነን። ሃገርና ሓዱሽ ገፅ ገንፂላ ሓዱሽ ታሪኽ ፅሒፋ፤ መሪፃ፣ ተዛቲያ፣ ስዒራ፣ ከምኡውን ተሓዲሳ እያ። ፈተናታት ናብ ልዑል ዕድል ተቐይሮም እዮም።
ብፅንዓትን ትሕት ኢሎም ብዝሰርሑ ደቃ ብዝገበሩዎ ፃዕሪ ናይ ዘመናት ዕንክሊል…
300 ዝኾኑ ዕጡቓት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንእዚ ሰሜን ምዕራብ ኢዶም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀረ ሰላም ዝኾነን ዘይሕጋዊን ጉጅለ ህወሓት ንውግእ ዝገብሮ ዘሎ ምድላው ብምቅዋም ምስቲ ጉጅለ ብምዃን ዘይምውጋእ ዝመረፁ ኣስታት 300 ዕጡቓት ጉጅለ ህወሓት ብኣንፈት ተከዘ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ምዕራብ ኢዶም ሂቦም።
ዕጡቓት…
ፃዕሪ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ዝገፍዐ ዘይሕጋዊ ህወሓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንህዝቢ ትግራይ ኩለመዳያ ቅልውላው እናመርሖ ዝርከብ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ካብ ምስረታኡ ጀሚሩ ብዘይ ኲናትን ኣብ ስልጣንን ክነብር ዘይኽእል ፀረ ዴሞክራሲያዊ ጉጅለ እዩ።
ሰላም ዘይደሊ ዘይሕጋዊ ህወሓት፤ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ንምብራቕ…
ንከተማታት ዓለም ኣብነት ዝኾነት ከተማ – ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ብትሑት ተቃላዕነት ሓደጋ ዘለዋ፣ ድሕንነታ ዝተሓለወን ለውጢ ኩነታት ኣየር ክትፃወር እትኽእልን ከተማ ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ እንትትኾን ካብ ዓለም ድማ ካልአይቲ ከተማ ኮይና ተሰሪዓ ኣላ።
ጂኦስፓሻል ኩባንያ ኣልፋ ጂኦ ብቐንዱ…
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺበ ኢሉ።
መዓልቲ ስድራቤት ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት እናተኸበረ ይርከብ።
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ኣብ ዝተፈላለዩ…
ልዕሊ 46 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ገንዘብ ብምትላል ገበን ፈፂሙ ካብ ሃገር ዝተሰወረ ተጠርጣሪ ብምትሕብባር ኢንተርፖል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 46 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለወን 12 ናይ BYD Seagull ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ብውክልና ንምሻጥ ምስተረከበ ዝረኸቦ ገንዘብ ንተበዳላይ እንተየረከበ ከቢድ ገበን ምትላል ፈፂሙ ካብ ሃገር ዝተሰወረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ምደባ ዩኒቨርሲቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምደባ ዩኒቨርሲቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ዕላዊ ተገይሩ፡፡
ሚኒስቴር ትምህርቲ ከም ዝገለፆ፤ ተምሃሮ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ነዚ ዕላማ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ኦንላይን ስርዓት ብምጥቃም ክሪኡ ከምዝኽእሉ ኣመልኪቱ።
ዝተመደቡሉ…
ኣብ ኣከተማ ዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልን ተማሃሮ ትምህርቲ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባባ ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2019 ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልየን ተማሃሮ ትምህርቶም ጀሚሮም ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ።
እቲ ቢሮ ንፋና ዲጂታል ከም ዝገለፆ፤ ንኣቢያተ ትምህርቲ ምቹው ናይ ምግባርን እታወታት…
ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘለዎ ሕቶ ህልውና እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘላቒ ዕቤት ኢኮኖሚ ንምፍጣር ዝሕግዝ ጥንኩር መሰረት ዘለዎ ሕቶ ህልውና እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣብዱልበር ሸምሱ።
እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከምዝበሉዎ፤ ስእነት…