Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕብራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…

ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዓሪፎም። ቅዱስነቶም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ትማሊ ምሸት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ስርዓተ ቀብሮም ብዝመልከት ቅዱስ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ…

እቲ ኤምባሲ ኣዩክሬን ንዝርከቡን ካብ ዩክሬን ናብ ፖላንድን ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት እናኸዱ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓገዝ ክረኽቡ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ኣብ ዩክሬን ንዝርከቡን ካብ ዩክሬን ናብ ፖላንድን ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት እናኸዱ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓገዝ ክረኽቡ ዝኽእሉሉ ሊክን ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን…

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ማሪያና ሴሬቲ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምኡ እውን ዋና…

ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኾና ይኅእል ኢዩ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ብኲናት ጥራሕ ዘይኮነስ ድኽነት ንምውጋእ ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኸውን ከምዝኽእል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 34 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝኸውን 34 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናትን እንስሳትን ናይ ምድሓን ስራሕ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናትን እንስሳትን ናይ ምድሓን ስራሕ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ልኡኾምን ብምኽንያት ድርቂ ካብ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ቤጂንግ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ምስ ዝርከቡ ኣባላት ማሕረሰብ ዳያስፖራን ኣብታ ሃገር ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮን ብዌቢናር ኸቢሩ። ኣብቲ በዓል በዓል ሙሉእ ስልጣን…

ኣብ ክልል ዓፋር በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ 100 ሚሊየን ብር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ 100 ሚሊየን ብርን ንዝተጎድኡ ትካላት ድማ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ገይሩ። ከገንዘቡ ሌላ ከተደረጉት ቁሳቁሶች መካከል "ፒክ አፕ…

እቲ ሚሲዮን 139 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋውያን ኣዘዋወርቲ ሰባት ተታሊሎም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምጉዓዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ኬንያ ኣቋፆም ዝኣተዉ 139 ኢትዮጵያውያን ክሶም ተቛሪፁን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖምን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ሓገዝ ገይሩ። እቶም…