Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ማሕበራት ዳያስፖራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ዳያስፖራን ብምውዳድ ኣካል ዓቢዪ ጉዕዞ ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ እንግዶት ድራር ኣብ ዓቢዩ ቤተ-መንግስቲ ተሰናዲኡ። ኣብቲ ምድላው ላዕለዎት ሰብ መዚ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኩሎም ትካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝፈፀሞ ወራር ስዒቡ ዝቐረበ ቃልሲ ህልውና ንምሕጋዝ ስሩዕ ኣገልግሎት ኣቋፆም ዝነበሩ ኩሎም ካላት መንግስቲ ስሩዕ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልለ ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘሕለፎ…

ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነ ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ቅድመ ምድላው በዓል ጥምቀት ዝኾነን 20 ሺሕ ሰባት ተሳተፍቲ ዝገብርን ወፍሪ ፅሬት ኣብ ከተማ ጎንደር ተጀሚሩ። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኽበር ፅርይቲን ፅብቕቲን ከተማ ንምግባር ዝዓለመ ወፍሪ ክዝኾነ ዝገለፁ ተቀዳሚ ምክትል…

ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ንሰራዊት ምክልኻል ንዘበረታትዑ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ንሰራዊት ምክልኻል ንዘበረታትዑ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብምርካብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ግቡእ ቅፅዓት ንዝሃቡ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገር እናኣተዉ ንዝርከቡ ዳያስፖራታት ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀዳማይ ሚስትር ተቐቢሎም ናብ ሃገር እናኣተዉ ንዝርከቡ ዳያስፖራታት ፍሉይ ኣቀባብላን እንግዶትን እናገበረ ምዃኑ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ዝገጠማ እዋናዊ ፈተና ብሰዓራይነት ንኽትዋፃእ ዜጋታት ብሓደ ጠጠው ብምባል ሃገር…

ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ጠጠው ንምባል ኣሜሪካ ስሕተታ ክትእርም ኣለዋ – ብሮንዋይን ብሩተንና ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጀራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ኣትላንቲክ መሳርሕቲ ማእኸል ኣፍሪካ ዝኾ ብሮንዋይን ብሩተንን ኣዶ መንበር ቤት ምህርቲ ዓለም ለኸ ጉዳያት  ከምኡ እውን ፕሬፌሰር ዓለም ለኸ ድሕንነት ደሕንነት ኣን ፊትዝ-ጀራልድ ፎሬይን ኣብ መፅሄት ፖሊሲ ኣብ ዘውፀአኦ ፅሑፍ፥ ዋላኳ…

ኣብ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ እንትበፅ፥ ርእሰ ምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ላዕለዎት…

ዳያስፖራታት ናብ ሃገሮም እንትመፅኡ ኣብ ልምዓት ፈጠራ ስራሕ ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ሃገሮም እንትመኡ ኣብ ልምዓት ፈጠራ ስራሕ ሓገዝ ንኽገብሩ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ፀውዒት ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ፥ ብጻውዒት ቀዳማይ ሚኒትር…

ናብ ዉሽጢ ዓዲ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ድሕንነቱ ዝተሓለወን ምዕሩይ ግልጋሎት ትራንስፖርቲ ንምሃብ  እናተስርሐ ከምዝርከብ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዉሽጢ ዓዲ ንዝኣትዉ 1 ሚሊዮን ኢትዮጵያዉያን፤ ትዉልደ ኢትዮጵያዊያንን ፈተዉቲ ኢትዮጵያን ብፉሉይ ኩነታት ግልጋሎት ትራንስፖርቲ ንምሃብ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ቢሮ ትራንስፖርቲ ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣዲስ ኣበባን ናይ ሓደ ሚሊዮን…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት መጣየሺ ዝኸውንን ልዕሊ 67 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ብመሰረት እዚ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ስራሕ ኢንተርፕራይዝ ከተማ ኣዲስ ኣበባን 46 ነጥቢ 8…