Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም። ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት፣ ምክብባርን ምትእምማንን ዝተመርኮሰን እናዓበየ ዝመፅአን ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ…

ፊሊፕንስ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ ብምባል ክዘራረበሉ ቆፀሮ ዝሓዘሉ ውሳነ ሓሳብ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣብ ጄኔቫ ዝርከብ ቀዋሚ ልኡኽ ፊሊፒንስ ኣብ ውድብ ሕበሩራት መንግስታት ኤቫን ጋርሽያ ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት…

ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ሽቶና ዘላቒ ሰላምን ብምርግጋፅ ኩለመዳይ ልምዓትን ምዕባለን ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብምትኳር ምስ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት፣…

ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ዘመትቲ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ንስድራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሃገር እናተሳተፉ ዝርከቡ ዘመትቲ ሎሚ መዓልቲ ሓገዝ ገይሮም። እቶም ኣመራርሓታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ኩለን ክፍለ ከተማታት ንዘተውፃፅኡ 220 ስድራ ዘመትቲ ንሕድሕዶም 50 ኪሎ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉባኤ ቱርክ ኣፍሪካ ንምስታፍ ኢስታንቡል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም ዘለዉ፥ ኣብ ሰሳልሳይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ንምስታፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢስታንቡል እንትበፅሑ…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኮትዲቯ ዝነበረን ፃንሒት ዛዚመን ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጆ ማኑዌል ሎሬንሶ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እው እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ…

’ፃዊዒት ሓደ ሚሊዮን ናብ ኢ/ያ’  ናውቲታት ጥዕና ሓገዝ ምግባር ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሓደ ሻንጣ ንወገነይ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ ምንቅስቃስ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ዲያስፖራታት ሓገዝ መድሓኒት ሒዞም ንክመፅኡ ዝክእል ዕላማ ዘለዎ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ግዜኢ ካብ መታሓባበርቲ ወፍሪ ’የኣክል’ #NoMore’ ዝረኸቦ ሓበሬታ ፀብፂቡ፡፡…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዲካን ደበበ ንርእሰ ምመሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል…

ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ቢሮ መንገዲን መጓዓዝያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ብመሰረት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብወራር ሒዙ ኣብ ዝፀንሐሉ እዋን በቢወርሑ ብኣማኢት ኣማኢት ሚሊየናት ዝቑፀር ብር…