Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስናጋና ዝቐረበሎም ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ርክብ ፓኪስታንን ኢትዮጵያን ንምጥንኻር ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ብመንግስቲ ፓኪስታን ምስጋና ቀሪቡሎም።
ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፕሬዚዳንት…
ልምዓት ኮሪደር ሜላ ኣነባብራ ኣብ ምምሕያሽ ዘሎዎ ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ቱሪዝም ኣብ ምንቕቃሕን ሜላ ኣነባብራ ነበርቲ ኣብ ምምሕያሽ ዘረጋግፆ ዘሎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጅግጅጋ…
ባንኪ ዓለም ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ብዓውዲ ሎጂስቲክስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ቀጣና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ባንኪ ዓለም ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡
ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ 240 ሚሊየን ዶላር ዝካየድ ዘሎ ህንፀት…
ብሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ባንኪ ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝድነቑ ኢም ኢሎም ኣብ ባንኪ ዓለም ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ዋና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ እዮብ ተካልኝ…
ኣብ ህንፀት ቦታ መወፃፅኢ ዝበፅሐ ሓደጋ ምድርማስ መንግስቲ ሓዘኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ኣረርቲ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ኣረርቲ ማርያም ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ቦታ ህንፀት ህይወት ብዙሓት ሰባት ሓሊፉ።
ግልጋሎት ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም።
ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንምኽባር ዝተገበረ ምድላው…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንምኽባር ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡
ናይዚ ዓመት በዓል ኢሬቻ ዝቕፅል 24 መስከረም 2018 ዓ.ም ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ‘ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር’ ብዝብል…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ኣረጋውያን ኣብ ዓለም ንመበል 35 ግዜን ኣብ ሃገርና ድማ ንመበል 34 ግዜን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል "ድሕነት ኣረጋውያን ናይ ምሕላው ሓላፍነትና ንዋፃእ" ብዝብል መሪሕ ሓሰብ እናተኸበረ ይርከብ።…
ዝሓሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ምህርቲ ዘምፅኡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይሰራሕ ኣሎ ኢሉ።
ማእከል ምርምር ሕርሻ ቁሉምሳ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ካብ ኣውስትራልያ ብዝመፁ ክኢላታት ዑደት ኣካይዶም።
ዳይሬክተር…
ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሉ።
ሕብረት ኣባገዳዎች ኦሮሞ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መግለፂ ሂቡ።
ኣብ መግለፂኡ ድማ፤…