Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሚሽን ማዕከላዊ ቁፅፅርን ኢንስፔክሽንን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፓርቲ ኣስታት 10 ሚሊየን ኣባላትን ኣመራርሓን ከምዘለውዎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ማዕከላዊ ቁፅፅርን ኢንስፔክሽንን ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፓርቲ ኣስታት 10 ሚሊየን ኣባላትን ኣመራርሓን ኣብ መላእ ሃገር ከምዘለውዎ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ 2013 ዓ.ም ይግምግም ኣሎ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን 9…
ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሐን።
ወይዘሮ ዝናሽ ታያቸው ናብ ጅግጅጋ እንትኣትዋ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሃመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲን ኣቀባበላ ገይረሙለን።
እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ…
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፓራክ ኣለፐ ተዛቲዮም።
ኣይተ ኣደም ፥ መነግስቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም።
እቲ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ካብ…
እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብኹለመዳይ ዓውዲታት ክብ ምባል ትደሊ ኢያ-ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል ኦፊር አኩኒስ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕ…
ባይቶ ክልል ደቡብ ቀፃሊ ምርጫ ብዝምልከት በዝሒ ተወከልቲ ቤት ምኽሪ ዘውስን ኣዋጅ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣሳሊጡ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት፥ ናይቲ ክልል ተወሳኺ በጀት፣ በቢብርኩ ናይ ዘለዉ በዝሒ ተወከልቲ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ፣…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 467 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 848 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 467 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 129 ሺሕን…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዢዩዓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥረ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዢዩዓ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለበዳ ቫይረስቾሮና፣ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ብፍላይ ኣብቲ ክልል ዘለዉ ሓደሽቲ…
እኩይ ዕላማ እቲ ጁንታ ኣብ ምፍሻል ከይዲ ሓይሊ ኣየር ምንቅስቓስ ሓይሊ ምድሪ ኣብ ምስላጥ ዝለዓለ ብፅሒት ተዋፂኡ ኢዩ – ሜ/ጀ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌ.ዴ.ሪ ኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ፤ እኩይ ዕላማ እቲ ጁንታ ኣብ ምፍሻል ከይዲ ሓይሊ ኣየር ምንቅስቓስ ሓይሊ ምድሪ ኣብ ምስላጥ ዝለዓለ ብፅሒት ከምዝተዋፀአ ኣፍሊጦም።
ካብ ማእኸል ናብ ጣቢያ መዋፈሪ ዝንቀሳቐስ…
2 ሺሕን 525 ተተኮስቲ ጠያይቲ ተታሒዞም
አዲስ አበባ ፣ ጥር 6 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቆፃፀሪ ጣቢያ ወልዲያ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብተሸከርካሪት ተሓቢኡ እናተጉዓዘ ዝነበረ 2 ሺሕን 525 ጠያይቲ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ኮምቦልቻ ኣፍሊጡ።
መራሒ ጉጅለ ትምህርቲን ስልጠናን ዓማዊል እቲ ጨንፈር ኣይተ ኣሳምነው ኣዳነ…
ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም።
እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኦነግ ሸኔ ኦሮሚኛ ዝዛረብ ወያነ ኢዩ”፤ “ኣብ መቓብር ኦነግ ሸኔን ወያነን ምዕባለና ክነረጋግፅ ኢና” ዝብሉ ጭርሖታት…