Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኣብ እዚ ሰሜን ዋና ኣዛዚ 5ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ጄነራል ሙሏለም ኣድማሱ ኣፍሊጦም። እም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ገደብ እቶእቶ ሰዓት ተሸከርከርቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ገደብ እቶእቶ ሰዓት ተሸከርከርቲ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር እናተርኣየ ዝርከብ ምጭንናቕ ስዒቡ ዝፍጠር ምትዕፅፃው መገዲን ምትእጉጓልን ንምንካይ ተሓሲቡ ዝተመሓላለፈ ገደብ ከምዝኾነ…

ብር 52 ሚሊየን ዘግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ብር51 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ልዕሊ ብር 31 ሚሊየን ዝግመት ናብ ውሽጢ ዓዲ እንተኣቱ ዝተትሓዘ እንትኸውን፥ ልዕሊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም። ደምና ንሰራወት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ቓል ተወለድቲ ትግራይ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበራ ወለንታታት ፍቕሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍ መርሃ…

ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ሓላፊ ዋና መምርሒ ወፍሪ ሕብረት ምክልኃል ብርጋዴር ጄነራል ተስፋየ ኣያሌው ገሊፆም። እቶም ጀነራል መኮንን ቅልጡፍ ምንቅስቓስ ምጥቃዕ እቲ ሰራዊት…

ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ። እቲ ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ሽቶ ዝኾነት መቐለ ንመሓዝ እናገስገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን እዚ ከተማታት ሽረ፣ ኣኽሱም፣…

መንግስቲ ፌዴራል ንትግራይ ድሕንነትን ጥዕናን ልዑል ዋጋ ዝህብ ስለ ዝኾነ ኣብቲ ክልል ምርግጋዕ ንክነግስ ኣድላዪ ኩሉ ክንገብር ኢና- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልኡኽ ምኽባር ሕጊ ዝወፈረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ዘመዝገቦ ዓወት ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሰራዊት ምክኻል ሃገር ትማሊ ምሸት ኣብ ዙሪያ ዓዲግራት ዘለዉ ከባቢታት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ፋና መበል 25 ዓመት ናይ መስረታ በዓሉ መስ ሰራሕተኛታቱ፣ መሻርኽቲ ኣካላትን ተሓባበርቲ መዳለውቲ ብምዃን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽብር ኣሎ። ምስረታ በዓሉ…

ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዓወት ብምምዝጋብ ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ብሙሉእ ነፃ ከምዘውፅኣ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ…

ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ታዬ ደንደአን ላዕለዋይ…