Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፅንዓት መግለፂ ትማልን ሎምን ኢትዮጵያውያን እዩ — ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅንዓት መግለፂ ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያውያን እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ።
ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ እቲ ኣገልግሎት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦
እንኳዕ ንጳጉሜን 3 መዓልቲ ፅንዓት ኣብፀሐኩም፣ ኣብፅሐና!
ፅንዓት መግለፂ ትማሊን…
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) – መዓልቲ ፅንዓት
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጳጉሜን 3 መዓልቲ ፅንዓት
መዓልቲ ፅንዓት
ንኢትዮጵያ እንትንሓስብ፣ ለይቲን ቀትሪን ብፅንዓት ብምቛም ሃገር ካብ ፀላኢ ንምሕላው ወፂኦም ንዝሓድሩ ብርቱዓት ሓይልታት ፀጥታና ቀዳምነት ከይሃብና ብዛዕባ ኩለመዳይ ብራኸ ምሕሳብ ፈፂሙ…
ዘመናት ዝሰገረ ታሪኽ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ
ኣብ ድርሳናት ታሪኽ ከምዝንገር ዕድሚኡ እናደፈአ እንትኸይድ ነቲ ኣረጊት ክንቲቱ እናነቐለ፣ ፅፍሩ ናብ ከውሒ ብምግጫው ሓድሽ ሓይሊ ከምዝለብስ ዝእመነሉ ገዚፍ ኣሞራ፤ ኢትዮጵያ እውን ነቲ ናይ ውግእን ድኽነትን ያታ ከምኣረጊት ክንቲት ኣራጊፋቶ እያ።
ናይ ትማሊ ተሞክሮ መከራን ውድቀትን ናብ ሓይሊ…
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ምብራኽ ከተማታትና፥ መልክዕ ምብራኽ ሃገርና እዩ።
ደረጃኦም ዝሓለዉ ከተማታት መስትያት ስልጣነ እዮም። ደረጃ ዕቤት ሓንቲ ሃገር፣ ብራኸ ኣተሓሳስባ ህዝባ፣ ቆራፅነት ሓለዋ ከባቢን ኣንፈት ልምዓትን ብግልፂ ዘርእዩ ህያዋን ገፃት እዮም።
ብፍልፍል ሓሳብ ክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ…
መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ
ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኤምባሲታት ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…
ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፤ ታሪኻዊ እምነ ኩርናዕ ዘበን ብራኸ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘበን ብራኸ ጋህዲ ምዃኑ ዘበስሩ ብዙሓት ዓበይቲ ፕሮጀክታት እናወገነት ትርከብ።
ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ዓቢዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደርን ብዙሓት ሜጋ ፕሮጀክታትን ክፅርሑ ይኽእሉ።
ተዛዚሞም…
መዓልቲ ብራኸ ኣብ ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ብራኸ ኣብ ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ብዝተፈላለዩ መደባት ተኸቢሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዓውዲታት ቱሪዝም፣ ሕርሻ፣ መዓድንን ነዳዲን፣ ማይን ሓይሊን፣ ትራንስፖርት፣ ከምኡ እውን ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዝተመዝገቡ…
ሓይሊ ኣብዮት ንኩለመዳያ ብራኸ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሓንቲ ሃገር ዕብየት ቁጠባን ስግግር ኢንዱስትሪን፣ ከምኡ’ውን ኩለመዳያዊ ብልፅግናን ንምምፃእ ውሑስን ዘተኣማምንን ቀረብ ሓይሊ ልዑል ግደ ኣለዎ።
ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝጀመረቶ ጉዕዞ ንስራሕ ክዉን ክኸውን ዝኽእል ድማ ዘተኣማምንን…
ኢትዮጵያ ትልሚታት ምዕባለኣ ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናሃነፀት ትርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ትልሚታት ምዕባለኣ ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናሃነፀት ትርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ።
ምሉእ ትሕዝቶ መግለፂ እቲ ኣገልግሎት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦
እንኳዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ብራኸ ብሰላም ኣብፅሓኩም፣ ኣብፀሓና!…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ብራኸ ምኽንያት ብምግባር ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 ጳጉሜን መዓልቲ ብራኸ ምኽንያት ብምግባር ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ይወሃብ ኣሎ።
መርአያ ብራኸ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ዓውዲ ትራንስፖርት፣ ንነበርቲ እታ ከተማ ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት…