Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተሞክሮ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካፍሉ መናእሰይ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ከምርሑ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሞክሮ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንምክፋል መናእሰይ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ከምርሑ እዮም።
ምክትል ፕረዚደንት ክንፊ መናእሰይን ሓላፊት ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣባንግ ኩመዳን ከም ዝገለፀኦ፤ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት…
ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብራዚል ጨንፈሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ብራዚል ንግዲን ኢንቨስትመንትን (ኣፔክስ ብራዚል) ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ብራዚል ኣብ ዝገበርዎ ዑደት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሉላ ዳ ሲልቫ ዘካየድዎ ዘተ ስዒቡ ቢሮኡ ከም ዝተኸፈተ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብምርካብ ስራሕቲ ምንቅስቓስ እቲ ትካል ተዓዚቦም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፤ ኣብ ሕትመት ፓስፖርት፣ ኣገልግሎት ወፃእተኛታትን…
ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ንግዲን ፀፅታን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል እያ – ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት ከምኡ እውን ኣብ ዓውድታት ፀፅታን ድሕንነትን ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል እያ ኢሎም።
ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ብምዃን ንዝሓለፉ…
ትኹረት መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ዝሰሓበ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣረኣእያ ዓለም ምስሊ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ኣዚዮም ዝፃረሩ ዛንታታት ታሪኽ ዝተፅሓፈ እዩ።
ብሓደ ገፅ ንዘበናት ዝተሳገረ ክብሪ፣ ጥንታዊ ስልጣነን ወናንነት ናፅነትን ይርከብ፤ ብኻልእ ወገን ድማ ርእስኻ ዘይምኽኣል፣ ተመፅዋትነትን ድኽነትን…
ዓወት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ህዳሰ ግድብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጠለብ ሓይሊ ንምምላእን መሰረት ኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ጥራሕ ኣይኮነን።
ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ሊኣላውነትን ሃገራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ዘኽበረ ህያው መርኣያ ታሪኻዊ ፅንዓትን ዲፕሎማስያዊ ቃልሲን እውን እዩ።…
ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንንግዲ ወፃኢ ፃዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ካብ ፍርያት ሕርሻ ንወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 55 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ።
ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመትን ትልሚ 2019 ዓ.ምን ዝምልከት…
2018 ዓ.ም ሃገረ መንግስቲ ንምፅናዕን ንህንፀት ዴሞክራሲን ፅኑዕ መሰረት ዝተነበረሉ ዓመት ነይሩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተዛዘመ 2018 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ሃገረ መንግስቲ ንምፅናዕን ንህንፀት ዴሞክራሲን ፅኑዕ መሰረት ዝተነበረሉ ዓመት እዩ ኢሉ።
ሚኒስተር ደኤታ እቲ ኣገልግሎት ከበደ ደሲሳ፤ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዝተመዝገቡ…
ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበሩ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝቕፅሉ መዓልታት ጳጉሜን “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ስያመታት ክኽበሩ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲቲ ከበደ ደሲሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ዝተዛዘመ…
ሓዱሽ ተስፋ ሒዙ እናመፅአ ዝርከብ ሓዱሽ ዓመት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግመ ክረምቲ ንብሩህ ፀሓይ ወርሒ መስከረም ቦታኡ እናለቐቐ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ተስፋ ዝተዓጀበ ሓዱሽ ዘበን ንምቕባል መዓልቲ እናቖፀረት ትርከብ።
በዓል ሓዱሽ ዓመት ከምዝቐረበ ዜና ተብስር ዕምበባ ገልገለመስቀል እናዓምበበት ጎቦታትን ኣኽራናትን ብብጫ…