Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ዓፋር ብለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ።
ካብ ማእኸላዊ መኽዘን እኽሊ ኣዳማ ብቀዳማይ ዙር ዝተፅዓነ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ቀዳምነት ንዝወሃቦም ወገናት እናተኸፋፈለ ይርከብ።
ሎሚ ኣብ ወረዳ ቢዱ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ሓባራዊ…
ኢትዮጵያ ንፀላእታ ቀጥቂጣቶም እያ!
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ማዕበል ዘይተፈራረቐላ ሽርሒ ዘይተኣለመላን ናይ ግዘ ምዕራፍ የለን። ይኹን እምበር ኢትዮጵያ ኩሉ ግዜ ብእቶን ፈተናታት ሓሊፋ ብዝበለፀ በሪሃን ሓይላን እትወፅእ ፍልይቲ ሃገር እያ።
ሎሚ እውን ታሪኽ ንባዕሉ ደጊሙ እዩ፤ ካብ…
ሚኒስትር ገንዘብ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ተዛትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ፍራንቲሼክ ሩዚችካ ተዛትየን።
ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ክህሉ ብዛዕባ…
ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ትኹረት ሂብካ ምስራሕ ጥዑይን ሓላፍነት ዝስምዖን ወለዶ ንምህናፅ ወሳኒ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ትኹረት ሂብካ ምስራሕ ጥዑይ፣ ብቑዕን ሓላፍነት ዝስምዖን ወለዶ ንምህናፅ ወሳኒ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ፎረም ከንቲባታት ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ከንቲባ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መንገዲ ኣየር ቻይና ሳውዘርንን ምእትስሳሮም ንምጥንኻር ተሰማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መንገዲ ኣየር ቻይና ሳውዘርንን ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ትራንስፖርት ኣየር ንምጥንኻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕዕነት ተጓዓዝቲ ብኽልቲኦም መገዲ ኣየር ኣቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዕረፊ…
ኣይኤምኤፍ ንኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳያዊ ስግግርን ዕቤትን ኢኮኖሚ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ንኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳያዊ ስግግርን ዕቤትን ኢኮኖሚ ዝገብሮ ሓገዝ ብዘላቕነት ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ።
ዓመታዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለምን ኣብ ታይላንድ ባንኮክ ይካየድ ኣሎ።…
ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንቑሕ ተሳትፎ ክንገብር ኢና – ነበርቲ ከተማ መቐለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንቑሕ ተሳትፎ ክንገብር ኢና ኢሎም ነበርቲ ከተማ መቐለ።
ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ከተማ መቐለ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከም ዝገለፁዎ፤ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ብዘለዎ ፃምእ ስልጣን ንህዝቢ…
ኣብ ክልል ዓፋር ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝጠልቡ ወገናት ካልኣይ ዙር ሓገዝ እናተጓዓዓዘ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብምኽንያት ለውጢ ኩነታት ኣየር ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝጠልቡ ወገናት ካልኣይ ዙር ሓገዝ እናተጓዓዓዘ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ።
ኣብ ክልል ዓፋር ቀዳምነት ንዝወሃቦም ወገናት ካልኣይ ዙር ሓገዝ…
ምዝዛም ጭቆና ዘሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን ሓዱሽ ተስፋ ህዝቢ ትግራይን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት «ፅምዶ» ብዝብል እኩይ መፀውዒ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢ ሃገርን ምስ ዝርከቡ ባንዳታት ከምኡ እውን ምስ ወፃኢ ሃገራት ብምትሕብባር ንኢትዮጵያ ንምፍራስን ሰላም ህዝባ ንምዝራግን ዘፃወዶ ናይ ጥፍኣት ሽርሒ እናፈሸለ ይርከብ።…