Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ዝተጀመረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ስምምዕነት ብምፍፃ ሰላም ንኸዓስል ቆራፅነቶም ንዘርአዩ ኣመራርሓ ሰራዊት…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝውውር ሽምን ንብረት ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝርከባ ዝተመረፃ ወረዳታት ንስራሕቲ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ተባሂሉ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝውውር ሽምን ንብረትን ተኣጊዱ።
ኤጄንሲምዝገባን ሓሬታን ትሕዝቶ መሬት እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል…
ናብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ማእኸል ኣፍሪካዊያንን ዲፕሎማቲክ ዓለምን፣ ኣርማ ሀብረ ብሄራዊነት…
ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ – ሰኚ ነጋሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ መድረኽ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ሰኚ ነጋሳ ገሊፆም።
ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኣብቲ ዘተ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ ሰላም ዜጋታት…
ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…
550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…
ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።
ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…
መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
“ሃይማኖት ንሰላም፣ ንሓድነትን ህንፀት ሃገርን ዘለዎም ግደ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሰላም ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣቦታት…
ብብርኪ ሃገር 971 ወረዳታት ብሃገራዊ ዘተ ተበፃሕቲ ከምዝኾና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር 971 ወረዳታት ብሃገራዊ ዘተ ተበፃሕቲ ከምዝኾና ብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን፥ ኣካል ከይዲ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኦሮሚያ ዝኾነ መድረኽ ዘተ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀሰባት የካይድ ኣሎ።
ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ተጓሒፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምግብነት ክውዕል ተባሂሉ ዝውዛዕ ዝነበረ “ኣፍላቶክሲንን ዝተጠቕዐ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ካብ ረብሓ ወፃእ ክኸውን ተገይሩ።
እቲ ብር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ በርበረ ብመሰረት ሕብረተሰብ…