Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ኣደራዳሪነት ኣብ ኣንካራ ዝተኻየደ ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብቛንቋ፣ ባህሊን ደምን ዝተዛመዱ ምዃኖም ገሊፆም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሩ ናብ ቱርኪ ኣንካራ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ እዋን ድማ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሓዊሱ…

2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ዝህቦ ምቹው ኣገልግሎት ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 (ET-BAX) ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊል እናሃቦ ዝርከብ ምቹውን ዘበናዊን ኣገልግሎት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን መሪሕ መገዲ…

ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮመስበርገር ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል እናወገኖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻል ሕማም ዓሶ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማታት ሮማናት፣ ማይቅነጣል፣…

ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሎሚ መዓልቲ ብ መውሃቢ…

መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመንን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ። ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት እንትኸውን÷ ምስ ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመን ዝተፈረመ ድማ ስምምዕነት…

መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ብዝተፈላለዩ ትካላት ተገይሩ፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን፣ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ፣ ምምሕዳር መርበብ…

ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ “ምስ ሌክሲስ ኔክሲስ ሩል ኦፍ ሎው ፋዌንዴሽን” ብምትሕብባር ዘሰናደኦ መርብ ሓበሬታ÷ ልዕሊ 300 ሕጊታት ታክስ ብቋንቋታት ኣምሓርኛን…

መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ መበል 21 መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ክዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…