Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር።
ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…
ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም።
ኣብቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም።
ብምናለ ኣየነው
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ጂን ሊኩን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ክህሊ ብዛዕባ…
ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይን ኤክስፐርታይዝ ፍራንስን ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ፡፡
ብቑዓት ሰብሙያ ብምፍራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሞያ ክዋፈሩ ንምግባርን ሰብኣዊ ልምዓት ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ከምዝኾነ…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ፡፡
እቲ ሓይሊ ኣየር "ዝተኸበረት ሃገር ዘይድፈር ሓይሊ ኣየር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 89 በዓል መዓልቲ ምስረታኡ እናኽበረ ይርከብ።
እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብረርቲ፣…
ኣብ ትራንስፖርት ባቡር ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ኣዲስ ኣበባ መመሓየሺ ታሪፍ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ ካብ 1 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝግበር ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ሕዚ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ ሸውዓተ አዕቢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ ኣርባዕተ ናብ ሸውዓተ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ካብ 22 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝገብሮ ዝነበረ…
ፓርቲና ብልፅግና ብሪፎርም ዝተመዝገቡ ዓወታት ናብ ዝላ ንምስግጋር እናተሰናደአ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 20፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲና ብልፅግና ብሪፎርም ዝተመዝገቡ ዓወታት ናብ ዝላ ንምስግጋር እናተሰናደአ ይርከብ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፀም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰትር፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ 18 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም ኣይተ መሓመድ እድሪስ…
ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣኽሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ንምስታፍ ብኹሉ ኣንፈት ናብታ ከተማ ዝውሕዙ ዘለዉ ኣጋይሽ ስነ-ስርዓት ምሕፃብ እግሪ ይግበረሎም ኣሎ።
ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ ናብታ ከተማ…