Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስዊድን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝኸውን ሓገዝ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር (238 ሚሊየን ክሮና ስዊዲን) ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዝውዕል ሓገዝ ከምዘመሓላለፈት ተገሊፁ። ስዊድን ሓገዝ ምግቢ፣ ማይ፣ መፅለሊ፣ ክንክን ጥዕናን ሓለዋን ዘድልዮም ተቓላዕቲ ሰባት…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፋውንዴሽን ቢልን ሚሊንዳ ጌትስን  ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎ ሽርክና ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ብዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሚሊንዳ ጌትስን  ምስ ዝተመርሐ ቀዳምነት ኣብ ዝወሃቦም ኣጀንዳታት ጥዕና ጠመተ ብምግባር ተላዚቡ። ዶ/ር መቅደስ፥ ኣብ ዝተሰርሑ ብዙሓት ስራሕቲ ዘተባብዑ…

ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤንኤድስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤንኤድስ ኣን ሙዞኒ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ንኤች ኣይ ቪ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ምስራሕ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ…

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 460 ሚልየን ብር ዝተፈላለዩ ህንፀት ስራሕቲ መሰረት ልምዓት ይሳለጡ ኣለው። እቶም ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣስታት 63 ዓይነታት እንትኾኑ፥ ካብዚኦም ኮብልስቶን፣ መገድታት ፀፀር፣ መፋስስ ተረቋሕቲ ኢዮም።…

ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ገይሩ። ሚኒስቴር ዴዔታ ዶ/ር አየለ ተሾመ፥ ዓውዲ ጥዕና ልዑል ጠመተ ተዋሂቡዎ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ኣብ ከይዲ ንዝረኣዩ ክፍተታት ንምምላእ ኣመራርሓ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኩርዓት ኣፍሪካዊያን ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ በዚ መገዲ ብምህናፁ ከምዝተሓጎሱ ምዝራቦም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኢንተርፖል ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኢንተርፖል ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሓላፊ ብሔራዊ ኢንተርፖልን ዓለም ለኸ መምርሒ ትሕብብር ፒሊስን ረዳት ኮሚሽነር ደጀኔ በቀለ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ኮንፈረንስ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ስርዓት መተባብዒ ሰደድ ወፃኢን ቀረፅን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ኣዋጅ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ…

ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ  ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ኣገልግሎት ብምርካብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እቲ ቤት ዕዮ ተዓዚቡ።…