Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆዜ ማሲንጋ ዘቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።
ብሓባር ምስራሕ…
ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አራኤል ተስፋዬ ይታይህ፥ ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።
እቶም…
ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም።
እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ…
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ልውውጥ ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽንን ቁፅፅር ዶብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ዋና ዳይሬክተርኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ጂቡቲ ሰዒድ ኑህ ሃሰን ዘቲየን።…
ኣብ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ትኹረት ዝገበረ ‘ኣስተውሎት’ ዝተብሃለ ፊልም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።
ብኢንስቲትዩት…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር ሼክ መንሱር ቢን ሙስሰላም ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምኡውን…
ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ።
እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ጀርመን ኣቢሉ ዝተለገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ደገፍ ዝተገበረለን፥ ንሆስፒታል ዓይደር፣ ስፔሻላይዝይድ ሆስፒታል…
ኣብ ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእ ዓቕመን ናብ ስራሕ ዝተመለሳ ትካላት ልዑል ኣፈፃፅማ ስራሕ የመዝግባ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ካብ ዝተለሞ ዓመታዊ ኣታዊ 169 ሚኢታዊት ዕውት ከምዝገበረ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ዓበይቲ ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣብቲ በዓል መዚ ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኪሮስ…
ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፦
ካብ ደጃች ውቤ ብኣፍንጮ በር ናብ ራስ መኮንን ድልድል
ካብ ባሻወልዴ ችሎት ብቱሪስት ሆቴል ራስ…
ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጨና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 13 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተገሊፁ፡፡
እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ካብ ዋቻ ናብ ቦንጋ…