Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰብሞያን ዘካተተ ልኡኽ ናይጄሪያ ኣብ ዓውዲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ።
እቲ ልኡኽ ካብ ልውውጥ ልምዲ ብተወሳኺ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳታት ኣቢቹ እኛኣን ቅምቢትን ብበኩታ ገጠም እናለምዐ ዝርከብ…
ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ዓቀፍ ፀረ ግዕዝይና ጉጅለ ብሪክስ ይዛተ ኣሎ።
እቲ ዘተ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሞስኮ ኢዩ እናተኻደ ዝርከብ፡፡
እቲ መድረኽ ዘተ…
ውሕስና ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ሓገዝ መሓዙት ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ መንግስቲ ጃፓን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ጠሚቶም ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ሂሮ ሺባታ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ልምዓት ፍርያት ሩዝ፣ ዕምበባ፣ ኣትክልቲን…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ኩባንያ ጀርመን ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ትካል መተሓበባሪ ቢሮ ጀርመን (ኣይ ኤፍ ኢ) ሓገዝ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪሙ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ÷ መተሓባበሪ ቢሮ ጀርመን ዕድል ስራሕ ንምውሳኽን ዓቕሚ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነ ዘሕለፈሎም ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡-
ኣቐዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ…
ኢትዮጵያ ዋና መብፅሒት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኮይና ኣላ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዋና መብፅሒት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኮይና ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ኣሜሪካ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ፎረም ኣብ…
ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ሕብረት ብዘጎልብት መልክዑ ንኽኽበር ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ርዕሰ ኣይተ ኦርዲን በድሪ በዓል ዒድ ሸዋል ባህላዊ ክብሪታቱ ሕብረትን ፍቕሪን ብዘጉልህ መልክዑ ብሰላም ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም።
ኣብቲ ክልል በቢዓመቱ ብልዑል ድምቀት ዝኽበር በዓል ዒድ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን…
ዊንጉ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒ ስለዘማለአ ወረቐት ምስክር ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊንጉ ኣፍሪካ ብ50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒታት ብምላእ ወረቐት ምስክር ረኺቡ።
ዓለም ለኸ ምዘና እናተገበረሉ ብምፅናሕ ደረጃ ”ቲር” 3 ብምምላእ ወረቐት ምስክር ዝረኸበ እቲ ማእኸል÷ ንመንግስቲን…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣግባብ ካብ ሞንጎ ዝተወሰዶ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ።
ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ 6 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብዝተፈጠረ ፀገም ምኽንያት ብር 801 ሚሊየን 417 ሺሕን 747ብር 81 ሳንቲም…