Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ እታ ሃገር…
ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ካልኦት ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ሓላፊ ክፍሊ ሓበሬታን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ንዝርከቡ ትሑት እቶት ዘለዎምን ዓቕሚ ዝሰኣኑን ወገናት መኣዲ ኣንጊደን።
እተን ፕሬዚዳንት፥ ዝግበር ደገፍ ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ…
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መነሃርያ ብዙሓት ዴሴታት፣ ጢስ ኣባይ ዝርከበላን ብዙሓት ሃወፅቲ ዝጓዙላን ውቅብቲ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 255 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 255 ሺሕ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዱ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማን ትካላት…
ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ።
ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…
ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎዋ ምግላል ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘቕረብኡ ፀብፃብ፥ እቲ ኣፈፃፅማ ምስ ሕሉፍ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር…
መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ በዓል ተንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ፥ መዐቀኒ ኣዋጅ ይቕሬታ ንዘማልኡ ተሃነፅቲ ይቅሬታ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።
እቶም ተሃነፅቲ ኣብ…
በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ መላእ ኣካላት ፀፅታ ዘሳተፈ ዘተ ተገይሩ።
ኣብቲ…