Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈቶ ስርዓታትቨ ምምሕዳር መንግስቲ ብሓደ ገፁ…

ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርቲ ብልፅግና ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር) ገሊፀን። ሰላም ኢትዮጵያ ክሕሊ ኢየ ንደቀይ እውን “ምንዳ”…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለምዶ(/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን…

ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ ሰለስቲኦም ክልላት ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ንግዲ፣ ማሕበራት ነጋዶን ውልቀ ዓውድታትን…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል ብርእሰ ምምሕዳር ኣርዲን በድሪ ቀሪቡ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ፥ 106 ካፒታል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ናብሪ ብዝለዓለ ኩነታት ዝቕንሱ  ስራሕቲ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ናብሪ ብዝለዓለ ኩነታት ዝቕንሱ  ስራሕቲ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ኣመራርሓ ወረዳ ምስ ዘለዉ ኣመራርሓ ክሳለጥ ዝቐነየ ገምጋም…

ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን። ኣብ እዋንዑደተን ድማ ዓወት ዓድዋ ዓወትን ኩርዓትን ኩሎም ኣፍሪካውያን ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ምግባረን ከምዝተሓጎሳ ብምግላፅ…

ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢንተርናሽናል ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ዝሕግዝ ናይ ሰለስተ ዓመት ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ። "ጥሜት ህፃናትን ሕፅረት ዘይተመጣጠነ ምግቢን ይኾኖ" ብዝብል መምርሒ ኣብ ኣፍሪካ 27 ሃገራት ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት፤…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ከምዘፅደቐ ተገሊፁ። ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ምስ ዘሎ ኩነታት ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ንምፅዳቕ ብመምርሒ ደረጃ ከምዝተስማዕምዑ…