Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ካብ 2019 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ዝተሰርሑ…
ንክልል ኣየር ኢትዮጵያ ዘብዒ ዝኾኑ ብቑዓት ሞያተኛታት ነፍሪ ብምህላውና ኩርዓት ይስመዐና- መምህራን ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልል ኣየር ኢትዮጵያ ዘብዒ ዝኾኑ ብቑዓት ኣብረርትን ቴክኒሻናትን ነፍሪ ብምህላውና ኩርዓት ይስመዐና ክብሉ ኣመራርሓን መምህራንን ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ገሊፆም።
ዲን እቲ ኣካዳሚ ኮሎኔል ለማ ማሞ፥ እቲ ኣካዳሚ ዝበለፁ ኣብረርቲን ቴክኒሻናትን…
ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ “የኛ ምርት” ዝተሰየመ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ “የኛ ምርት” ዝተሰየመ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ።
እቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ዝተኸፈተ ኤግዚቢሽንን ባዛርን፥ “ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕናውን ንሸምት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣፈ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክ ሙያን ለውጢ ንክመፅእ ብፍልጠት፣ መፅናዕትን ምርምርን ምድጋፍ ይግባእ ኢለን።
ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት…
ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ።
ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ኣትክልቲን ፍራምረን ዝተኸፈተ እቲ ዓውደ ርእይ ሚኒስተር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መሪቖም ከፊተምዎ።…
ሓይሊ ዕማም “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንምምካት ዝዓለመ ዓብይ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ።
እቲ ሓይሊ ዕማም ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
22 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ኮሚቴ፥…
ክልል ኣምሓራ ዕጡቓት ሓይሊታት ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ብሰለማዎ መገዲ ኢዶም ንመንግስቲ ንክህቡ ፃውዒት ሰላም ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ፥ ዕጡቓት ሓይሊታት ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ብሰለማዎ መገዲ ኢዶም ንመንግስቲ ብምሃብ ሰለማዊ ህይወት ንክመርሑ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል መንገሻ ፋንታው (ዶ/ር)፥ እቶም ዕጡቓት…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ።
ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ ሪፎርም እቲ ሓይሊ ኣየር ሃገር እትኾርዓሉ ልዑል ትካል መግባር ምዝተኽኣለ ተሓቢሩ።…
ኣይተ ታዬ ደንደአ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደአ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣይተ ታየ ቅድሚ ለውጢ…
ኣብ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ዝጠመተ ዘተ ይሳላጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ…