Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስን ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ናብ ጉጅለ ብሪክስን ተሓዊሳ።
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሓዊሱ፥ ኣርጀንቲና፣ ግብፅ፣ ኢራን፣ ስዑዲ ዓረብን ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብን ብኣባልነት ተቐቢሉ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ንኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ተወካሊት ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ድላሚኒ ሮዝ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
እቶም…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ምድብን ኣካይዱ።
እቲ ምምሕዳር ኣብ 2015 ዓ.ም ብመሰረት ዝገበሮ ገምጋም ዝተረኸቡ ውፅኢታት ድኽመታትን ምፍላዩ ሓቢሩ።
ብመሰረት እዚ ሪፎርም ትካላት ኣጠናኺርካ ንምቕፃልን ግዕዙይ ኣሰራርሓ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ዝካየድ ኣኼባ BRICS-Africa Outreach ን BRICS Plus ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዉን ዛዕባታት ጠመተ…
ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተፈፀመ 752 ዘይሕጋዊ ምቑፃር ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈፀመ 752 ዘይሕጋዊ ምቑፃር ሰራሕተኛታት ከምዝተሰረዘ ቢሮ ሃፍቲ ልምዓት ፐብሊክ ሰርቪስን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ሃይሉ ሃሰና ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት…
መርማሪ ቦርድ ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ንኸጠናክር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ ኣተሓሳሲበን፡፡
እቲ መርማሪ ቦርድ ክሳብ ሕዚ ዘሳለጦም ተግባራት ሪፖርትን ኣብ ቀፃሊ ዝውግኖም ተግባራትን…
ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ
ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ
ቁፅሪ - ሰለስተ
ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎመ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝሓለፉ 20 መዓልቲታት ምንቅስቓስ ስራሕቲ ገምጊሙ፡፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ወታደራዊ ኦፕሬሽን ብዝተወሰዱ…
ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ካብ ስደት ተመለስቲን ንዘተኣናግዱ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ዳይሬክተር ጀነራል ግልጋሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ጠይባ ሓሰን ሓቲተን።
ዳይሬክተር ጀነራል ጠይባ ሓሰን÷ ላዕለዋይ ኦፊሰር ባንኪ…
ኣምባሳደር ሽፈራው (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ተፀዋዒ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማሪያም (ዶ/ር) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣብ ኢትዮጵያ ተፀዋዒን ራሚዝ አላክባሮቭ (ዶ/ር) ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ…
ኮርፖሬሽን ስራሕቲ መገዲን ስራሕቲ ድልድልን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ምህናፅ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ መገዲን ስራሕቲ ድልድልን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ምህናፅ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ኮርፖሬሽን ሊ ቻንጉይ ኣረጋጊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው÷ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮርፖሬሽን…