Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ ኢትዮጵያውያን መሰል ዝሕሉ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ ኢትዮጵያውያን መሰልን ረብሓን ንምሕላው ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለተን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ መንግስቲ ዮርዳኖስ ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 480 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 480 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ጌቱ ገመቹ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ዝቕፅል 10 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 480…

ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ሽልማት “ብሉፅ ኮሚሽነር ጉምሩኽ” ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ሽልማት “ብሉፅ ኮሚሽነር ጉምሩኽ” ረኺቦም። መቐመጢኡ ለንደን ዝገበረ “ኣፍሪካ ሊደርሺፕ መጋዚን” ዝተብሃለ ኩባኒያ ሚዲያ ዘሰናደኦ ሻምናይ ዓመታዊ  ጉባኤ ኣፍሪካ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኮሚሽነር ደበሌ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝተማልአ ኩነታት ንኽትግበር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝቐልጠፈን ብዝተማልአ ኩነታት ተግባራዊ ክኸውን ከምዝግባእ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ሚኒስቴር…

ከተማ ሃረር ኣባል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃረር ካብ ከተማታት ትሕቲ ሰሃራ ፈላመይቲ ኣባል ትካል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ብምዃን ተመዝጊባ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብ ካናዳ ከተማ ኩቢክ ኣባል ዓለም ለኸ ሓድጊ ከተማታት ብምዃን ዝተመዝገበትሉ ክታም ኣንቢሮም።…

ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ከምዝገለፆ፥ እቲ ዘጋጠመ ፀገም…

በጀት 2016 ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 517 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ጉባኤ÷ ንበጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝቐረበ  221 ቢሊየን 517 ሚሊየን 956 ሺሕን 655 ብር በጀት…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተካይዶ ልምዓት ጀርመን ክትሕግዝ ኢያ – ጄኒፈር ሊ ሞርጋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስግኣት ክሌማዊ ለውጢ ንምምካትን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅን ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተካይዶ ልምዓት ጀርመን ሓገዝ ንምግባ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ። ኣብ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ፍልይቲ ልእኽቲ ትግበራ ዓለም ለኸ ክሌመማዊ ለውጢ ጄኒፈር…

ሰራዊትና ዝወሃቦ ወፍሪ ንምፍፃም ኣብ ዝሐሸ ድልዉነትን ቁመናን ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዝወሃቦ ወፍሪ ንምፍፃም ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብ ዝሐሸ ድልዉነትን ቁመናን ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ እዚ ዝበሉ÷ “ካብ ዝኾነ እዋን…

ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ እቶት ብቢሮ እቶት፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣደም ኑሪ ተዛሪቦም። ብሲሳይ ዱላን ፍቅርተ ከበደን…