Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትማሊ ምሸት ኣብ ኮልፌ ድሕሪት ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓ 2፡20 ኣብ ኣዲ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 10 ከባቢ ድሕሪት ኮልፌ ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ከምዝዓነዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ንምቁፅፃር 15…
ግብፂ ሓላፍነት ካብ ዝጎደሎ ዘረባን መፈራርሒታትን ንክትዕቀብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ “ኩሎም ኣማራፅታት ክፍቲ ኢዮም” በምባል ንዝሃብዎ መግለፂ ሓላፍነት ዝጎደሎ ዘረባ ኢዩ ብምባል ነፂጉዎ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብፂ ግድብ…
ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ትድግፍ- ኣንቶኒ ብሊንከን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣማሪካ ትድግፍ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም።
ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፋና…
እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ብምኻነ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን እኳ እንተሃለወ ዘይሕጋዊ ነጋዶ መስ ደለልቲ ብምዃን…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ዝፍፅመሉ ዘሎ ከይዲ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ን\ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ዓሊሙ ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተበፅሑ ስምምዕነታት ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዝገብሮ ዘሎ ቁርፀኝነት ንኢዶም።
እቶም ሚኒስትር…
ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም
እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፋና…
ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ቢሮ ምትሕብባር ሰብኣዊ ሓደዝ ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ኢቻ) ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ እዋናት ዝናብ ብዘይምዝናቡ…
ዑደት ኣንቶኒ ብሊንከን መርኣያ ሕውነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ናብ ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ምዕራፍ ምሽግጋር ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዑደት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መርኣያ ሕውነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ናብ ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ምዕራፍ ንምሽግጋር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ…
ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ…