Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሰዓት 5፡30 ከምዝግበር ኣብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

መሱት ኦዚል ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል መሱት ኦዚል ኣብ 34 ዓመቱ ካብ ኩዕሾ እግሪ ንባዕሉ ኣግሊሉ፡፡ ኣብ ጀርመናውያን ጋንታታት ሻልከ 04ን ዌርደር ብሬመን እናተፃወተ ዝነበረ ኦዚል፥ ኣብ 2010 ደቡብ ኣፍሪካ ዝተኻየደ ፅዋዕ የዓለም ምስ ሃገራዊት…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ንትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ መዘናኣ ንእትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ኣብ ዝካየድ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምስታፍ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ናይ ምድብ መፃረዪ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒራታ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ጊኒ ንትገብሮ ፀወታ መለክዒ ቁመና ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ኣብ ስታዲየም…

ኣብ ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝተኻየደ መበል 77 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ርሕቐት ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 2 ሰዓት 5…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሲቪያ ጁቬንቱስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ባየር ሌቨርኩዘን ምስ ዩኒዮ ኤስዤ ፌይኖርድ ምስ ሮማ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ፀወታ ጁቬንቱስን ስፖርቲንግን ሊዝበንን ዝተዓወተት፤ ኣብ ፀወታ…

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን…

ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን መርሃ ግብሪ ኣቤል ያለውን እስማኤል ኦሮ ኣጉሮን ሽቶታት…