Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሓፀርቲ ስፖርታዊ ሓሬታታት ዕለተ ሰኑይ

ሞሮኮ ካብ ውድድር ቻን ንባዕላ ምግላላ ተሓሩ፤ ነዚ ስዒቡ ኣብ መርሃ ግብሪ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ምስ ሞሮኮ ፀወታ ዝነበራ ሱዳን ብፎርፌ ተዓዋቲት ኮይና፡፡ “ፅዋዕፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ናይ ምዕታር ዓቕሚ ኣለና” ክብል ፈረንሳዊ ተኻላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ራፋይል ቫራን ተዛሪቡ፡፡…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ። ብደቂ…

ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ህንዲ ዝተኻየደ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ኣንቺኣለም ሃይማኖት 2…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሎሚ መዓልቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ። ተዓዋቲት ሰለስተ ሜዳሊያ ወርቂ ኦሊምፒክን ሓሙሽተ ሜዳሊያ ኣትሌቲክስ ዓለምን ዝኾነት ኣትሌት ጥሩነሽ፥ ኣብ…

ውድድር ቻን ሃገራት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ 7ይ ውድድር ቻን ሃገራት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ፡፡ 17 ሃገራት ዝሳተፉሉ እዚ ውድድር ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ኣልጄሪያ ኣብ ዝርከባ ስታዲየማት ከምዝካየድ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የመላኽት፡፡ እቲ ውድድር ሎሚ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቦስተን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቦስተን ብክልቲኡ ፆታ ከምዝሳተፉ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ብደቂ ኣኒስቲዮ ሻምፒዮና ማራቶን ዓለም ጎይተይቶም ገብረስላሴን ወናኒት ክብረ ወሰን ብሄራዊ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ አማኔ በሪሶን ኣብቲ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ። እቲ ጋንታ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣልጀርስ እንትበፅሕ ብባህላዊ ሙዚቃ ኣልጀሪያ ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብ ምድብ ሓደ ምስ ኣልጀሪያ ከምኡውን ሞዛምቢክን ሊቢያን ፀወተኦም…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ኣልጄሪያ ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ቻን) ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ኣልጄሪያ ኣምሪሓ። እቲ ውድድር ድሕሪ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ኣብ ውሽጢ ኃገርን ካብ…

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ፣ ላዕለዋይ ሊግን ትሕቲ 20 ዓመት ፕሪሚየር ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ÷ 2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ 26 ለካቲት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር…