Browsing Category
ስፓርት
ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም።
ኣብ መኽፈቲ…
ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ።
እቲ ጋንታ ምስ ሩዋንዳ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ክጋጠም ኢዩ ተባሂሉ።
ካልኣይ ፀወትኡ 29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከምዘካይድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ…
ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብቲ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣሰፋ በቀለ ብ1 ሰዓትን 3 ደቂቓን 52 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ብምኻነ ተዓዊቱ።
ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ መስታወት…
መፃረዪ ድልድል ትሕቲ 23 ዓመት ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2023 ዝካየድ መፃረዪ ድልድል ትሕቲ 23 ዓመት ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ውድድር ምስ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ተመዲባ።
ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር እንተሓሊፋ ኣብ ካልኣይ ዙር መስ ኣልጄሪያ ከምእትጋጠም…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሳልሳይ ደረጃ ንዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተሳሊጡ።
ኣብ ኮሎምብያ ከተማ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም 3ይ ደረጃ ዝሓዘ ልኡኽ፤ ትማሊ ናብ…
ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝነበረ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ9 ደቒቓን 6 ሰከንድን 19 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ኣትሌት ዘርፌ ወንድማገኝ ድማ…
ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም።
እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡…
ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝካየድ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ሽሕ ሜትሮ ፍፃመ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ልኬነህ ኣዘዘ 7:44.06 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።
ካሊእ ኣብ ውድድር ዝተኻፈለ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ድርባ ግርማ 7:50.63 ብዝኾነ ሰዓት 4ይ ኮይኑ…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ።
እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር÷ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ምስ ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዮም ሼልስት ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብ ፈላማይ…
ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣማሲዩ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።
ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 1 ደቒቓን 48 ሰከንድን 39…