Browsing Category
ስፓርት
ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።…
ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ስዑዲ ዓረብ ብፖላንድ 2 ን0 ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ንስዑዲ ዓረብ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ።
ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ…
ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊት ሃገር ሴኔጋል ንኳታር 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራውያን ጋንታት ኳርን ሴኔጋልን ዝተራኸባ እንትኾና÷ ኣሰናዳኢት ሃገር ስዕረት ኣተኣናጊዳ።
ኣብ ኳታር ስታዲየም ኣልቱማም ኣብ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ።
ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ…
ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት…
ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጋይን ደቡብ ኮሪያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን።
ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ።
መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 7 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዋንጫ ዓለም ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ።
ብሪል ኤምቦሎ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ስዊዘርላንድ እቲ ፀወታ ክትስዕር ክኢላ ኣላ።
ብትውልዱ ካሜሮናዊ ብዜግነቱ ስዊዘርላንዳዊ ዝኾነ ብሪል…
ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ
ሰዓት 7 ካሜሮን ምስ ሰስዊዘርላንድ
ሰዓት 1 ፖርቱጋል ምስ ጋና
ሰዓት 10 ኡራጋይ ምስ ደቡብ ኮሪያ
ሰዓት 4 ብራዚል ምስ ሰርቢያ…
ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ጀርመን ብጃፓን ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ጃፓን ንጀርመን መዘናኣ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ሰዓት 10 ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት ኢካይ ጉንዶኻን ኣብመበል 33 ደቒቕ ብዘመዝገባ ሽቶ ጀርመን…