Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ  ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ከይፃወት ብሊቨርፑል ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብፂ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብፂ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ከይሳተፍ ብጋንታ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊፁ። ጋንታ ሊቨርፑል ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ እንግሊዝ ምስ ኮሮናቫይረስ…

ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…

ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ነጋሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መዕፀዊ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፣ ብ1500…

ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ

ኣዲስ ኣበባ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝካይድ ዘሎ እቲ ውድድር ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው ብ2:02.96 ብዝኾነ ሰዓት ቀዳመይቲ ብምውፅኣ ኢያ እቲ…

ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ። እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።…

ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፋፃመ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሉኡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብ500 ሜትሮ…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ጉዱእ ኣካል ምዃን መንኣስ ዘይምዃኑ ሓቢረን። ናይ ሃገሮም ሰንደቕ ዓላማ ልዕል ኢላ ንክትውልብለብ ንክገብሩ ዘለወን ትምኒት ገሊፀን።…