Browsing Category
ስፓርት
ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡
እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ…
ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ኣብ ውሽጢ ዝበለፁ ኣትሌታት እዚ ዓመት ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ውሽጢ ሕፁያት ዝበለፁ ኣትሌታት ወድድር ጎደና እዚ ዓመት ኣቲዮም።
ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ መረዳእታ፥ እቶም ኣትሌታት ኣብ ወድድር እዚ ዓመት በዝተፈላለዩ…
ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡
ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ዝተፃወታ ክልቲአን ጋንታታት ቼልሲ ብኣሌሃንድሮ ጋርናቾ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኢሲዶርን ታልቢን…
ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ቅድም ክብል…
ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና ንነገሌ ኣርሲ 2 ን 1 ስዒራታ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣቡበከር ኣዳሙን በፍቃዱ ኣለማየሁን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ነገሌ ኣርሲ ድማ ገ/መስቀል…
ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ምስ ጁቬንቱስ ከምኡ እውን ጀርመናዊት ጋንታ ኣይንትራክት ፍራንክፈርት ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሪያል…
ኣርሰናል ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድን ካልኦትን ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ናይ መጀመርታ ፀወታታት እቲ ዕለት ምሸት ሰዓት 1፡45 ባርሴሎና ንግሪካዊታ ጋንታ ኦሎምፒያኮስ ኣብ ሜዳኣ…
ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ዋተር ፍሮንት ቶሮንቶ 2025 ኣትሌት ሹሬ ደምሴ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ሹሬ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 03 ሰከንድንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ካሊ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣልማዝ ከበደ ድማ ሳልሰይቲ…
ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ
ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ውድድር ብ1 ሰዓትን 01 ሰኮንድን 21 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ።
ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ ኣትሌት መስከረም ማሞ መበል ሳልሳይ…
ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኔዘርላንድስ ኣምስተርዳም ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ተዓዊታ።
ብርቱካን ወልዴ ኣብቲ ውድድር መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዝዛዘመት እንትትከውን ኣትሌት መቅደስ ሽመልስ ድማ ሳልሰይቲ ኮይና።
ነቲ…