Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ዝርዝር ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዋና ዳያኑ ተኻቲቱ። ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ኣብ ኮትዲቫር ንዝካየድ ዋንጫ ኣፍሪካ 2024 ዝመርሑ ዳያኑ ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። 85 ሰብ ሞያታት ዕላዊ ኣብ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውካስል ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ከተማ ኒውካስል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዓዊቱ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ነቲ ርሕቐት 59 ደቒቕን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሙክታር…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ግብፂ መዘናኣ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ግብፂ መዘናኣ ሎሚ ምሸት ክትፃወት ኢያ። ኣቐዲማ ካብ ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ወፃእ ምዃና ዘረጋገፀት እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ቅድሚ መዓልቲታት ናብ ካይሮ ምእታዋ…

ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ምስ ግብፂ መዘነኦም መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምግባር ናብ ካይሮ ኣትዮም፡፡ ተፃወትቲን ኣመራርሓን እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓዘ ልኡኽ ናይ ሰነስተ ሰዓታት በረራ ድሕሪ ምግባር ናብ ከተማ ካይሮ ብሰላም…

ኣትሌት ለተሰንበት 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት 5 ሺሕ ሜትሮ ኣመዝጊባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ናይ ዓለም 4ይ ቅልጡፍ ሰዓት ኣመዝጊባ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ በርሊን ኮንቲነንታል ቱር ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ሪከርድ ክተሰብር ኣይትኽኣል እምበር÷ 14 ደቒቕን 08 ሰከንድን…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ስነ ስርዓት ሽልማት ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ስነ ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ኣፍልጦን ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ካልኦት…

ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዩሮፓ ሊግ ውድድር ዘበን 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሓደ፦ ጋንታታት ዌስተሃም፣ ኦሎሚፓከስ፣ ፍሪበርግን ባካ ቶፖላን፤ ኣብ ምድብ ክልተ፦ ኣያክስ፣ ማርሴ፣ ብራይተንን ኣቴንስን ኣብ ምድብ ሰለስተ፦…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ከምትካፈል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 5 ሕዳር 2023 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኒውዮርክ ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም 10 ሺሕ ሜትሮን ፍርቂ ማራቶንን ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ከምትካፈል ተገሊፁ። ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ዝሓፈ ዓመት ኣብ ቫሌንሲያ ዝተኻየደ…

ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ A:  ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ ኣብ ምድብ B፡  ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር…