Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኣብዲሳ ጀማልን እሰጋኸኝ ጴጥሮስ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንተመዝግቡወን ዘርኣይ…
ሉሲታት ናይ መልሲ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ 2024 ካልኣይ ዙር ናይ መልሲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘነኣ ክተካይድ ኢያ።
እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡10 ኣብ ኣቡጃ ስታዲየም ኣቢዮላ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን…
ሊዮኔል ሜሲ ን8ይ ግዘ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ኣንደሬስ ሜሲ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2023 ኮይኑ፡፡
ስነ-ስርዓት ሽልማት ተዓዋቲ ባላንዶር 2022/ 2023 ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተኻይዱ፡፡
በዚ ድማ ብደቂ ተባዕትዮ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሊዮኔል ሜሲ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ መለክዒታት ብምምላእ ፀወታኣ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ገሊፆም።
መበል 15 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ…
ኣብ ማንቹሪያን ደርቢ ማቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡
ምሸት 12፡ 30 ኣብ ዝተኻየደ ደርቢ ማንቹሪያን÷ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡
ማንቼስተር ሲቲ…
ሱፐር ሰንዴይ ማንቹሪያን ደርቢ ኣብ ኦልድትራፎርድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ማንቹሪያን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ምሽት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ቶተንሃም ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ…
ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ።
ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ…
ሉሲታት ሎሚ ምስ ናይጀሪያ መዘነአን ክፃወታ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘናኣ ሎሚ መዓልቲ ክትፃወት ኢያ፡፡
ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ኔማር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ኮኸብ ኔማር ጁኒየር ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ 8 ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ፀወታ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡
ጉድኣት እቲ ኔማር 90 ሚሊየን ዩሮ ፈሰስ ብምግባር ነቲ ተፃዋቲ ካብ ፒ ኤስ ጂ ንዘፈረመቶ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ሂላል ዘሕዝን ዜና…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ተኻቲተን።
ኣትሌቲክስ ዓለም ሽልማት ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2023 ዝርዝር 11 ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብቲ ውድድር ተዓዋቲት 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ…