ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ወረዳ ሳንኩራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። መተሓባበሪ ዋና ከይዲ ስራሕ ፖሊስ ትራፊክ ወረዳ ሳንኩራ ሳጂን ኣብዱልሽኩር ሃምዳላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኢትዮጵያ ንዕላዊ ዑደት ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ሄርዞግን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዝዳንት እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር… Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀርን መንደራትን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝገብር ፕሮጀክት እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ኣገልግሎት ኣንዋር…
ቢዝነስ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንሃገራዊ ልምዓት… Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ሃገራዊ ልምዓት ኣብ ምሕጋዝን ዘበርክቶ ኣስተዋፅኦ እናዓበየ መፂኡ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ብውልቀ ሰብ ሃፍቲን ዝለምዑ ፍሉያት ዘቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፈፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ በረድ ዝሓወሰ ከቢድ ህቦብላ ንፋስ ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ተሰሪዙ mizan mekonen Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ባሕሪ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ በረድ ዝሓወሰ ከቢድ ህቦብላ ንፋስ ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ተሰሪዙ፡፡ በዙይ ድማ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰባት ምንግልታዕ እንተጋጥሞም ልዕሊ 5 ሽሕ በረራታት ምስራዙ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ…
ጥዕና ስርዓተ ምሕደራ ሓደጋታት ሕብረተሰብ ጥዕና ዘዘምን ኣሰራርሓ ዲጂታል ስርዓት ዕላዊ mizan mekonen Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ስርዓተ ምሕደራ ሓደጋታት ሕብረተሰብ ጥዕና ዘዘምን ኣሰራርሓ ዲጂታል ስርዓት ዕላዊ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዶ/ር መሳይ ሃይሉ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዲጂታላዊ ስርዓት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ትካል ምግቢ ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዘሰናደኦ ሕርሻን ልምዓት ደኒን ብምውዳድ መፍረያይነትን ኣብ ምዕባይ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዘከሪ ሙዚየም ኔልሰን ማንዴላ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ተቓላሳይ ፀረ ኣፖርታይድን ኔልሰን ማንዴላ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ቀፅሪ ህፁፅ ደገፍ ፖሊስ ፌዴራል ኮልፌ ዝተሰየመ መዘከሪ ሙዚየም ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፤ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…