ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ትርከብ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ከምትርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ውሽጢ…