Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ትካላት ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኩባንያ ኣልነምር መታብ (መውፅኢ መዓድን)ን ኩባንያ ኣያድ ኣል ኣቶቢን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም። ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣን ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ- ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ካልኣይ ኩባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን-ሩሲያን  ኣብ ክልቲኣዊን ኩለ መዳይን ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ ከብል ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ካብ ተተካእቲ ፍርያታት 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ሓደ ሺሕ ዝኾኑ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል÷ አአብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ገሊፆም፡፡…

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ። እቶም ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም። ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኡጋንዳን ዑደት ድሕሪ ምግባር፥ ናብ ኢትዮጵያ…

መመሓየሺ ታክስ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኢትዮጵያ ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ እዩ – ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቼሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዝገበሮ ምምሕያሽ ታክስ እታ ሃገር ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ ከምዝኾነ ኣብ ቻይና ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ናይ ፍሪ ኩባንያ ቼሪ ፈፃሚ ስራሕ ዝኾኑ ጄን ቹዪ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…

ኣብ ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዚባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ካብ ደባርቕ ናብ ጃናሞራ 225 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒን ልዕሊ 16 ኣሳፊራ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ካብ መገዲ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣  ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ነቲ ደገፍ ኣረኪቦም። ብመሰረት እዚ 3 ሺሕ 600 ጥራዝ፣ 300 ቦርሳ ተምሃሮ፣…

3ይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)859 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ በጀት ተሰሊዑሉ እናተተግበረ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን – ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ትማሊ ኣብ መደብ ቴሌቪዥን 60 ደቒቕ ኣውስትራሊያ ቀሪቦም ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዓለም እናተርኣ ዝመፅአ ክሌማዊ ለውጢ ዝዓበየ…