ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዘካየደኦ ፀወታ ብዓወት ኢትዮጵያ ቡና ተዛዚሙ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡና ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆናጁ ኣፍሪካ ስራሕቲ ልምዓ ወሰን ሩባ መዲና ኣዲስ ኣበባ ጎብኒየን Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ውድድር ቁንጅና ተሳተፍቲ ኣብታ ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ብምዝውዋር ተዓዚበን፡፡ እቲ ውድድር ቁንጅና ኣብ ሞንጎ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ምትእስሳር ባህሊ ንምፍጣርን ሃፍቲ ቱሪዝም ንምፍላጥን…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ዝበለፁ 20 ክፍለዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ርቴፊሻል ኢንተለጀንስን እሁድ ኤኣይን ብምትሕብባር ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ኣሰናዲኡ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 600 ተወዳደርቲ ስራሕቶም ዘእተዉ እንትኾኑ ÷ ዝበለፁ 20 ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ…
ስፓርት ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን ለንደን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትፅቢት ኣብ ዝተገበረሉ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ። ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 41 ሰከንድን ብምእታው ውድድራ ብፀብለልታ ዛዚማ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ በጀት ዓመት ብትልሚ ካብ ዝተትሓዙ ተግባራት 96 ሚኢታዊ ምፍፃም ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ በጀት ዓመት ብትልሚ ካብ ዝተትሓዙ ተግባራት 96 ሚኢታዊ ምፍፃም ተኻኢሉ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እቲ ምምሕዳር ከተማ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕ እናካየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ብጥብቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ራስ ሃይሉ ማእኸል ስፖርት፣ ትምህርትን ስልጠናን ተወሳኺ መሰረተ ልምዓት ናብ ኣገልግሎት ክኣቱ ተገይሩ mizan mekonen Apr 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ማእኸል ስፖርት፣ ትምህርትን ስልጠናን ራስ ሃይሉ ብተወሳኺ መሰረተ ልምዓት ናብ ኣገልግሎት ኣእትዮም። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካርጎ ላንድ ኤክሰለንስ ሽልማት ኣብ ክልተ ዓውዲታት ተሸላሚ ኮይኑ mizan mekonen Apr 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካርጎ ላንድ ኤክሰለንስ ሽልማት ኣብ ክልተ ዓውዲታት ተሸላሚ ኮይኑ፡፡ እቲ መንገዲ ኣብ ከተማ ቤልጂየም ሊዥ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ሽልማት ካርጎ ዊንግስ ተሸላሚ ምዃኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኤስፒን ቤርዝ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ክተሓባበራሎም ዝኽእላሎም ብዙሓት ዓውዲታት ከምዘለዉ ገሊፆም። ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝመፅኡ ዓለም ለኸ ክሲታት ምምካት ተኻኢሉ – ሃና ኣርኣያስላሴ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም)ውፅኢታዊነት ስርዓት ፍትሒ ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝመፅኡ ዓለም ለኸ ክሲታት ምምካት ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን በጀት ዓመት 2018 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርብ ሓላፍነት … Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ትኹረት ተዋሂቡዎም ናብ ተግባር ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ጉዳያት ዲጂታል ቴክኖሎጂ ሓደን ቀንዲን ኢዩ። ብፍላይ ቅድሚ ሕዚ ዘይተሰርሐሉን ናይ ዘመፅእ ዘበን ወሳኒ ትኹረት ዝኾነ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ሰብ ስራሕ…