ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘትዮም mizan mekonen Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዓይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሞዛምቢክ ኢ ክርስቲያቮ አርቱር ቹሜ ተመያይጠን፡፡ ኣብ ዘትአን ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ብሓባር ክሰርሓሉ ዝኽእላ ጉዳያት ዘተ ኣካይደን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘኽእላ ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር ንኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝተገበረ 7ይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ አቀባብላ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብኽብሪ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ዑደት እቶም ፕሬዝደንት ሓበራዊ ልምዓትን ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢን ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዛተይቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ኢትዮጵያውያን ዘይሻራዊ ክኾኑ ኣለዎም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) mizan mekonen Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዛተይቲ (ኣማኸርቲ) ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ንኹሎም ኢትዮጵያውያን ዘይሻራዊ ክኾኑ ይግባእ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፡፡ እቲ ኮሚሽን ንኣዛተይቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝተዳለወ ቀዳማይ ዙር ናይ ግንዛበ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ክዛተዩ እዮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢራን ኣባስ ኣራግቺ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንምዝርራብ ናብ ሩስያ ኣትዮም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ንኽልተ ወርሒ ዝፀንሐ ኲናት ንምቁራፅ ክትዘራረብ እንተደልያ ደዊላን ናባና ክትመፅእ ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣውቶቡሳት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣገልግሎት ይህባ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካል ኣገልግሎት ኣውቶቡስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝኾኑ ዜጋታት ኣገልግሎት ይህብ ኣለኹ ኢሉ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣካሉ ኣሰፋ ምስ ሕፅረት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ዘየድሊ ምዝንባዕን ፀገማትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ማሪያ ማኑኤላ ሉቃስ ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ክልቲአን ሃራት ብኣምር ፓን ኣፍሪካኒዝም ዝተቓነየ ፍሉይ ርክብ ከምዘለወን ብምሕባር፥ ናይ ነዊሕ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ብሬንትፎርድ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንብሬንትፎርድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ እናተናሓነሐት ትርከብ ማንቼስተር ዩናይትድ፤ ኣብቲ…
ስፓርት ቼልሲ ናብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ቼልሲ ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ፡፡ ሰዓት 11 ኣቭ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ቼልሲ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ውፅኢት ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ደሃና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ወረዳ ደሃና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 18 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ካብ ከተማ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዓዘ ዝነበረ ናይ ህዝቢ መመላለሲ ተሽከርካሪ ኣብ ወራ ደሃና ቀበሌ 9 ድግሽዋ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እቲ…