ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዝቐርቡለን ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን፡፡ እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ምግራባዊ ዝኾነ ትግበራ ዝጠልብ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ … Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ስነ ምግባራዊ ብዝኾነ መገዲ ክድገፍን ክምራሕን ኣለዎ። ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ (ASMIS-2026) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ "ፅዕንቶ ፈጠርቲ ንዝሐሸት ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኣፋህድ ዘትዩ mizan mekonen May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ኢትዮጵያ ምስ መገዲ ሰላም ዝመረፁ 153 መራሕትን ኣባላትን ውድብ ህዝባዊ ፋኖ ኣምሓራ (ኣፋህድ) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንሰለስተ መዓልታት ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዕጥቂ ዝንቀሳቐሱ…
ስፓርት ፔፕ ጋርዲዮላ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ mizan mekonen May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰልጣኒ ማንቼስር ሲቲ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ። እዚ ኣሰልጣኒ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ሰለስቲኡ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክዕወት ክኢሉ። ብኻልእ ወገን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ናይ ፅዕንቶ ድምፂ ዝኾነ ማሕበራዊ ሚዲያ ተስፋ ኣፍሪካውያን ንኸርኢ … Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምህናፅ ዝውሰድ ስትራቴጂካዊ ስጉምቲ ኢዩ ኢሎም ዋና መካየዲ ስራሕ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ሰይፈ ደርቤ፡፡ ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ (Pulse of Africa) ምስ ቴክኖሎጂ ኢንተርፕራይዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመላ መርከብ ቻይና ዝተጎድአ ሰብ የለን Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ወሽመጥ ሆርሙዝ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈፀመላ መርከብ ዝተጎድአ ሰብ የለን ኢላ፡፡ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ኲናት ካብ ዝጅምራ ንደሓር ኣብ ልዕሊ መርከብ ቻይና መጥቃዕቲ እንትፍፀም እዚ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያ ንሓበራዊ ያታ … Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ትካላትን ዝተመዝገቡ ዓወታት ዝዝቲ መድረኽ ትማሊ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ካብ ዘካፈሉዎም ሓሳባት፤ ኣብ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ እቲ ለውጢ ዓሞቕቲ ዝኾኑ ሪፎርምታት ሚድያ ኣካይዱ – ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቀ mizan mekonen May 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ለውጢ ዓሞቕቲ ዝኾኑ ሪፎርምታት ሚድያ ኣካይዱ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ዘለቀ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኽብሉ "ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ" ብዝብልመሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ… mizan mekonen May 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ "ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ ዘመዝገበቶም ዓወታት ለውጢ እቲ ሓደ ትካላት ሓያልን ኣድማዕን መግለፂ ክኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ እታ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርእይ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen May 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኢትዮጵያ ብባዕላ ትተኣማመን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርእይ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፡፡ ኣብ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ዘካየዱ ፕሬዚዳንት ታዬ÷ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ንዕብየት ሃገር…