Fana: At a Speed of Life!

ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈላማይ ጉባኤ ተሳተፍቲ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለው፡፡ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ፕሮጀክትታት ልምዓት ዑደት ይገብሩ…

እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ – ጄኔራል አበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ጄኔራል አበባው ታደሰ፡፡ ጄኔራል አበባው ኣብ እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብቲ ምድላው ቀጣና ተረኺቦም…

ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ተሳተፍቲ ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ኣፍሪካ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት የካይዱ ኣለው። እቲ ትኽክለኛ ምስሊ ኣፍሪካ ንዓለም ንምፍላጥን ዲጂታል ያታታት ብዋንነት ንምምራሕ ዝዓለመ ጉባኤ…

ክልተ ህቡባት ስነ ጥበባውያን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብላቴን ሎሬት ፀጋዬ ገብረመድህንን ፀሓፊ፣ ኣሰናዳኢን ጋዜጠኛን ስብሓት ገ/እግዚአብሄር ኣብ ታሪኽ ስነ ፅሑፍ ሃገርና ፍሉጣትን ህቡባትን ዝኾኑ ናይ ስነ-ፅሑፍ ሰባት እዮም። ክልቲኦም ኣብነት ስነ ፅሑፍ ሎሚ ብህይወት ዋላ እኳ…

ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 30 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትን ሸቶታት ገብረመስቀል…

ንልምዓት ሲቪል ኑክሌር ኢነርጂ ኢራን ሓገዝ ቻይና  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ንልምዓት ሲቪል ኑክሌር ኢነርጂ ኢራን ዘለዋ ሓገዝ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኢራን መዘነኦም ኣባስ ኣራግቺ ኣብ ቤጂንግ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ዋንግ ዪ ከምዝበሉዎ፤ ኢራን ወታደራዊ…

ኣፍሪካውያን ፈጠርቲ ትሕዝቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ኣፍሪካውያን ፈጠርቲ ትሕዝቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ትኽክለኛ ምስሊ እታ ኣህጉር ንዓለም ኣብ ምፍላጥ ከም ኣምባሳደር እናገልገሉ ይርከቡ። ጉባኤ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ (Pulse of Africa-POA) ምስ…

ተምሳሌት በረከት ስርናይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበናት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ስማ ምስ ጥሜትን ድርቂን እናተተሓሓዘት ዝነበረት ኢትዮጵያ እዚ ታሪኻዊ በሰላኣ ብምቕራፍ ሽማ ዝቐየረ ልዑል ዓወት ክትጎናፀፍ ጀሚራ ኣላ፡፡ ሓደ እዋን ርዳእታ ትፅበ ዝነበረት ሃገር ሎሚ ካብ መሬታን ብፃዕሪ ደቃን…

ንምርግጋእ ማክሮኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ምሕደራ ዕዳ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ምሕደራ ዕዳ ካብ ቴክኒካዊ ተግባር ሓሊፉ ንምርግጋእ ማክሮኢኮኖሚ፣ ንስትራቴጂ ልምዓትን ፖሊሲ ተኣማናይነትን ወሳኒ ግደ ኣለዎ አሊን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ፎረም ፋይናንስ ሉኣላዊ ኣፍሪካ…

ኢትዮጵያ ልዕሊ 330 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ብምፍራይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ልዕሊ 330 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ብምፍራይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኢያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ወረዳ ሱልልታ ኣብ 2 ሺሕን 150 ሄክታር…