Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቶታት እናተዋፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር እቲ ቤት ምኽሪ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቶታት እናተዋፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ “ግደ ትካላት ኣብ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሰልጣን፣ ዳይነትን ፍትሒን” ብዝብል ርእሲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ዶላር ፅዕነቶ ዕዳ ኣፍሪካ ዝንክዩ መፍትሒታት ንምእንፋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ዶላር ፅዕነቶ ዕዳ ኣፍሪካ ንምንካይ ዘኽእሉ ኣንፈታት መፍትሒ ንምቕማጥ ዝዓለመ 2ይ ፎረም ሉኣላዊ ፋይናንስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም 23 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ቅልውላው ዕዳ ኣብ ዝርከባሉ…

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢንተርፕራይዛትን ኣንቀሳቐስቲን መስርሒ ቦታን ሼዳትን ክመሓላለፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ስልጠና ንዝወሰዱ ኢንተርፕራይዛትን ኣንቀሳቐስቲን መስርሒ ቦታን ሼዳትን ከመሓላልፍ ኢዩ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝበለኦ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን 11 ክፍለ ከተማታት ንዝርከቡ 1…

ምልዓተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልዓተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ መድን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ሲዳማ…

ተጠናኺሩ ዝቐፀለ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት እናጠናኸረት ትርከብ፡፡ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር፣ ልምዓት ኢኮኖሚ ኣብ ምስላጥን ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ምህናፅን…

ጀነራላት ባቫሪያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጣመርቲ መስማር ምጥቃዕ ባየርን ሙኒክ ሃሪ ኬን፣ ሉዊስ ዲያዝን ማይክል ኦሊሴን ኣብ ውድድራት ውሽጢ ሃገር ኣብ መድረኽ ኣውሮፓ ዘደንቕ ጉዕዞ እናገበሩ ይርከቡ፡፡ እዚ ጥምረት ባቫሪያናውያን ኣብዚ ዓመተ ውድድር ዘመዝገቡወን ሸቶታት 100 ዝበፅሓ…

ኣርሰናል ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ንኣትሌቲኮ ማድሪድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፀመ ሓሊፋ። ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊ ሸቶ ቡካዮ ሳካ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ናብ ስፔን…

ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ 2 ን 0 ስዒራ። ክልቲአን ጋንታታት ካብ ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚረን ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፀወተአን ዘካየዳ እንትኾና÷ ኣርባ ምንጭ ከተማ…