ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ም/ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ተወካሊን ፖሊሲ ድሕንነት ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ተወካሊን ፖሊሲ ድሕንነት ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ተዛቲዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣፍሪካን ኣውሮፓን ብምኽኒያት…