Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ግንቦትን ሰነን ዘካየድዎም ቁልፊ ቁልፊ ተግባራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ሰነ 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ናይ ኢኮኖሚ ልምዓት፣ ምዕባለ ዓውዲ ቴክኖሎጂ፣ ሰትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲን መንግስቶም ንዘላቒ ሃገራዊ ለምዓት ዝገብሮ ዘሎ ኩለ መዳይ ምንቅስቓስን ብዘርእይ መገዲ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብምዃኑ ኣብ ጋንታ ኩዕሾ ሲዳማ ቡና ዝተኣገዱ ተፃወትቲ ኣሰሊፉ ዝሰዓሮ ፅዋዕ ኢትዮጵያ በፎርፌ ተሸናፊ ኮይኑ እቲ…

ዜጋታት ወፃኢ ኣዋጅ በዓል ዋና ዘይንቀሳቀስ መንበሪ ገዛ ናይ ምዃን መሰል ኣፅዲቁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ዜጋታት ወፃኢ ኣዋጅበዓል ዋና ዘይንቀሳቀስ መንበሪ ገዛ ናይ ምዃን መሰል ኣፅዲቁ፡፡ ነቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርህን ተዋሂቡ። መሬት ናይ መንግስቲን ህዝብ ከም ምዃኑ…

ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ባይቶ ዝቐረበ ረቂቕ ባጀት 2018 ዓ.ም ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዊሱ ኣቦታት  ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ብፁኣን ኣቦታት ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካየዶ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ቦሌ ቪኣይፒ…

ኣብ ሃገራዊ ዘተ ልዑል ተሳትፎ ሕብረተሰብ ንኽህሉ መናእሰይ ግደኦም ይፃወቱ ኣለዉ – መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ልዑል ተሳትፎ ሕብረተሰብ ንኽህሉ መናእሰይ ግደኦም ይፃወቱ ኣለዉ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)። “ግደ መናእሰይ ንዕዉት ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ መናእሰይ መድረኽ ዘተ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን 2017 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ብምትካል ምንስዕራር” ብዝብል ሓሳብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዓመት እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዙሕ ረብሓ ዝህቡ ፈልሲታታ ብምትካል ምድላዋት…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ክኸውን ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኣብ ዲጂታል ስርዓት ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)። ኩለመዳያዊ ዕብየት ምርግጋፅ ዝከኣል ኣሰራርሓ ስርዓት ብኢኖቬሽን፣…

ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብኢነርጂ መሰረተ ልምዓት ተተኣሳስር ኣላ – ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምትእስሳር ትግበራ ዕዳጋ ኢነርጂ መሰረት ትኸውን ኣላ ኢሉ ኮሚሽን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ። ሕብረት ኣፍሪካ “ገምጋም ኩነታት ንፅል ዕዳጋ ኢነርጂ፣ ትካላዊ ምምሕያሽ መምርሒ…

ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ- ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ ኢሉ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ፡፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማርያኖ ግሮሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ምስ ኣኬባ "ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025" ጎና ጎኒ ኣብ ማእኸል…