ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ንሕብረተሰብ ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።
ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ “ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025” ዓለም ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ…