Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ ኢሎም ኣካቢ ዘፈር ኣወዳድባ ትካላት ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ ንኣሰራርሓታት ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ውሽጣዊ ስርዓት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ግልግሎት ልቓሕ ሕርሻ አጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንኣናእሽቱ ሓረስቶትን ዝተወደቡን ግልጋሎት ልቓሕ ሕርሻ ሎሚ አጀሚሩ። ኣብቲ ናይ ምጅማር መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዲኤታ መለስ መኮንን (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖንን ከመኡ እውን ተወካሊን…

ሽማግለታት ዓዲ ንሓድነት ኢትዮጵያ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽማግለታት ዓዲ ንዘላቒ ህንፀት ስላምን ሓድነት ኢትዮጵያን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሽምግለታት ዓዲ“ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሃገራዊ ሓድነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ኦፓል ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ኦፓል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ዕደናታት ንምትዕድዳግ ዘኽእል ምድላው ገይረ ኣለኹ ኢሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል መርጊያ ባይሳ፥ ትካሎም ዕዳጋ ብዝማንን ብግልፅነት መትከላት ብምምራሕን ስርዓት ንግዲ እዛ ሃገር ነምስላጥ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ብዛዕባ ምድላዋት ኮፕ 32 ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኣቦ…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ኢነርጂ ሮሳቶም ፌዴሬሽን ሩሲያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ሳንዶካን ደበበን ዋና…

ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን…

ኢትዮጵያን ህንዲ ዘለወን ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ህንዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን 5ይ ባይቶ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ…

ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ከይዲ ምፍራይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ከይዲ ምፍራይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ስልጠና ክወስዱ ዝፀንሑ ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን…

ወሳኒ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮ-ህንዲ ንቕድሚት ዝቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዊሕን ዓሚቕን ዝኾነ ወሳኒ ጉዕዞ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮጵያን ህንዲን ንቕድሚ ዝቕፅል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ትማሊ…